ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት | መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

 ሀ7-መ

ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—የሱስ ኣብ ገሊላ ዝገበሮ ሰፊሕ ኣገልግሎት (2ይ ክፋል)

ኣርኢ
ጽሑፍ
ስእሊ

ግዜ

ቦታ

ፍጻመ

ማቴዎስ

ማርቆስ

ሉቃስ

ዮሃንስ

31 ወይ 32

ከባቢ ቅፍርናሆም

የሱስ ንመንግስቲ ኣምላኽ ብምሳሌታት ገለጻ

13:1-53

4:1-34

8:4-18

 

ባሕሪ ገሊላ

ኣብ ጃልባ ዀይኑ ማዕበል ኣህድአ

8:18, 23-27

4:35-41

8:22-25

 

ዞባ ጋዳራ

ንኣጋንንቲ ናብ ሓሰማታት ሰደዶም

8:28-34

5:1-20

8:26-39

 

ምናልባት ቅፍርናሆም

ደም ዚፈስሳ ሰበይቲ ኣሕወየ፣ ንጓል ያኢሮስ ኣተንስኣ

9:18-26

5:21-43

8:40-56

 

ቅፍርናሆም(፧)

ዕውርን ዓባስን ኣሕወየ

9:27-34

     

ናዝሬት

ደቂ ኸተማኡ ኸም ብሓድሽ ነጸግዎ

13:54-58

6:1-5

   

ገሊላ

ሳልሳይ ዙረት ገሊላ፣ ሃዋርያት ስለ እተላእኩ፡ እቲ ዕዮ ሰፍሐ

9:35–11:1

6:6-13

9:1-6

 

ጢቤርያስ

ሄሮድስ ንዮሃንስ መጥምቕ ኣሰየፎ፣ ሄሮድስ ብየሱስ ደንጸዎ

14:1-12

6:14-29

9:7-9

 

32፡ ጥቓ ፋስጋ (ዮሃ 6:4)

ቅፍርናሆም (፧)፣ ሰሜናዊ ምብራቕ ሸነኽ ባሕሪ ገሊላ

ሃዋርያት ካብ ዙረት ስብከት ተመልሱ፣ የሱስ ን5,000 ሰብኡት መገበ

14:13-21

6:30-44

9:10-17

6:1-13

ሰሜናዊ ምብራቕ ሸነኽ ባሕሪ ገሊላ፣ ጌንሳሬጥ

ንየሱስ ኬንግስዎ ፈተኑ፣ ኣብ ባሕሪ ኸደ፣ ንብዙሓት ኣሕወየ

14:22-36

6:45-56

 

6:14-21

ቅፍርናሆም

“እንጌራ ህይወት” ከም ዝዀነ ተዛረበ፣ ብዙሓት ብእኡ ተዓንቂፎም ሓዲጎምዎ ኸዱ

     

6:22-71

32፡ ድሕሪ ፋስጋ

ምናልባት ቅፍርናሆም

ስርዓታት ሰብ ኣቃልዐ

15:1-20

7:1-23

 

7:1

ፊንቄ፣ ደካጶሊስ

ንጓል ሓንቲ ሶርያ-ፊንቄኣዊት ኣሕወየ፣ ን4,000 ሰብኡት መገበ

15:21-38

7:24–8:9

   

መገዳን

ብዘይካ ትእምርቲ ዮናስ፡ ካልእ ትእምርቲ ኣይሃበን

15:39–16:4

8:10-12