ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት

መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

 ሀ7-ሐ

ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—የሱስ ኣብ ገሊላ ዝገበሮ ሰፊሕ ኣገልግሎት (1ይ ክፋል)

ኣርኢ
ጽሑፍ
ስእሊ

ግዜ

ቦታ

ፍጻመ

ማቴዎስ

ማርቆስ

ሉቃስ

ዮሃንስ

30

ገሊላ

የሱስ ንፈለማ ግዜ፡ “መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ” ኢሉ ሰበኸ

4:17

1:14, 15

4:14, 15

4:44, 45

ቃና፣ ናዝሬት፣ ቅፍርናሆም

ንወዲ ኣገልጋል ንጉስ ኣሕወዮ፣ ካብ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ኢሳይያስ ኣንበበ፣ ናብ ቅፍርናሆም ከደ

4:13-16

 

4:16-31

4:46-54

ባሕሪ ገሊላ፡

ጥቓ ቅፍርናሆም ንኣርባዕተ ደቀ መዛሙርቱ፡ ማለት ንስምኦንን ንእንድርያስን ንያእቆብን ንዮሃንስን ጸውዖም

4:18-22

1:16-20

5:1-11

 

ቅፍርናሆም

ንሓማት ስምኦንን ንኻልኦትን ኣሕወየ

8:14-17

1:21-34

4:31-41

 

ገሊላ

ምስቶም ኣርባዕተ ኣብ ገሊላ ዝገበሮ ቐዳማይ ዙረት

4:23-25

1:35-39

4:42, 43

 

ድውይ ኣሕወየ፣ ብዙሓት ሰዓብዎ

8:1-4

1:40-45

5:12-16

 

ቅፍርናሆም

ልሙስ ኣሕወየ

9:1-8

2:1-12

5:17-26

 

ንማቴዎስ ጸውዖ፣ ምስ ኣከብቲ ቐረጽ በልዐ፣ ብዛዕባ ጾም ተሓትተ

9:9-17

2:13-22

5:27-39

 

ይሁዳ

ኣብ ምኵራባት ሰበኸ

   

4:44

 

31፡ ፋስጋ

የሩሳሌም

ኣብ ቤት-ዛታ ንሓደ ሕሙም ኣሕወየ፣ ኣይሁድ ኪቐትልዎ ደለዩ

     

5:1-47

ካብ የሩሳሌም ኪምለስ ከሎ (፧)

ደቀ መዛሙርቱ ብሰንበት ሰዊት ቀንጠቡ፣ የሱስ፡ “ጐይታ ሰንበት”

12:1-8

2:23-28

6:1-5

 

ገሊላ፣ ባሕሪ ገሊላ

ብሰንበት ኢድ ሓደ ሰብኣይ ኣሕወየ፣ ብዙሓት ሰዓብዎ፣ ካልኦት ብዙሓት ኣሕወየ

12:9-21

3:1-12

6:6-11

 

ጥቓ ቅፍርናሆም

ዚርከብ ከረን 12 ሃዋርያት ሓረየ

 

3:13-19

6:12-16

 

ጥቓ ቅፍርናሆም

ኣብ ከረን ዝሃቦ ስብከት

5:1–7:29

 

6:17-49

 

ቅፍርናሆም

ንጊልያ ሓለቓ ሚእቲ ኣሕወዮ

8:5-13

 

7:1-10

 

ናይን

ንወዲ መበለት ኣተንስኦ

   

7:11-17

 

ጢቤርያስ፣ ገሊላ (ናይን ወይ ጥቓኡ)

ዮሃንስ ንደቀ መዛሙርቱ ናብ የሱስ ለኣኾም፣ ሓቂ ንሕጻናት ተገልጸሎም፣ ኣርዑቱ ምሹእ

11:2-30

 

7:18-35

 

ገሊላ (ናይን ወይ ጥቓኡ)

ሓጥእ ሰበይቲ ንኣእጋሩ ዘይቲ ለኸየት፣ ምሳሌ ሰብ ዕዳ

   

7:36-50

 

ገሊላ

ምስቶም 12 ዝገበሮ ኻልኣይ ዙረት ስብከት

   

8:1-3

 

ኣጋንንቲ ኣውጽአ፣ ይቕረ ዘይበሃሎ ሓጢኣት

12:22-37

3:19-30

   

ብዘይካ ትእምርቲ ዮናስ ካልእ ትእምርቲ ኣይሃበን

12:38-45

     

ኣዴኡን ኣሕዋቱን መጹ፣ ደቀ መዛሙርቱ ቤተ ሰቡ ኸም ዝዀኑ ገለጸ

12:46-50

3:31-35

8:19-21