ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት

መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

 ሀ7-ቀ

ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—የሱስ ኣብ የሩሳሌም ዝገበሮ ናይ መወዳእታ ኣገልግሎት (2ይ ክፋል)

ኣርኢ
ስእሊ
ጽሑፍ

ግዜ

ቦታ

ፍጻመ

ማቴዎስ

ማርቆስ

ሉቃስ

ዮሃንስ

14 ኒሳን

የሩሳሌም

የሱስ፡ ይሁዳ ኸዳዕ ምዃኑ ሓቢሩ ኻብ መንጎኦም ኣውጽኦ

26:21-25

14:18-21

22:21-23

13:21-30

ድራር ጐይታ ሰርዐ (1ቈረ 11:23-25)

26:26-29

14:22-25

22:19, 20, 24-30

 

ጴጥሮስ ከም ዚኽሕድን ሃዋርያት ከም ዚብተኑን ተነበየ

26:31-35

14:27-31

22:31-38

13:31-38

ሓጋዚ ኸም ዚልእከሎም ኣተስፈዎም፣ ምሳሌ ናይ ሓቂ ተኽሊ ወይኒ፣ ኪፋቐሩ ኣዘዘ፣ ንመወዳእታ ግዜ ምስ ሃዋርያት ጸለየ

     

14:1–17:26

ጌተሴማኔ

ኣብቲ ስፍራ ኣታኽልቲ ተሳቐየ፣ የሱስ ኣሕሊፍካ ተዋህበን ተታሕዘን

26:30, 36-56

14:26, 32-52

22:39-53

18:1-12

የሩሳሌም

ብሃና ተሓትተ፣ ብቀያፋን በቲ ዋዕላን ተመርመረ፣ ጴጥሮስ ከሓዶ

26:57–27:1

14:53–15:1

22:54-71

18:13-27

ይሁዳ እቲ ኸዳዕ ተሓንቀ (ግብ 1:18, 19)

27:3-10

     

ኣብ ቅድሚ ጲላጦስ፡ ድሕሪኡ ኣብ ቅድሚ ሄሮድስ፡ ከም ብሓድሽ ኣብ ቅድሚ ጲላጦስ

27:2, 11-14

15:1-5

23:1-12

18:28-38

ጲላጦስ ኪፈትሖ እኳ እንተ ድለየ፡ ኣይሁድ በርባን ኪፍትሓሎም ለመኑ፣ የሱስ ኣብ ጕንዲ ስቅያት ኪስቀል ተፈርዶ

27:15-30

15:6-19

23:13-25

18:39–19:16

(ከ.3:00 ድ.ቀ.፡ ዓርቢ)

ጐልጎታ

ኣብ ጕንዲ ስቅያት ሞት

27:31-56

15:20-41

23:26-49

19:16-30

የሩሳሌም

ንሬሳኡ ኻብ ጕንዲ ስቅያት ኣውሪዶም ኣብ መቓብር ኣንበርዎ

27:57-61

15:42-47

23:50-56

19:31-42

15 ኒሳን

የሩሳሌም

ካህናትን ፈሪሳውያንን ነቲ መቓብር ሓለውቲ ገበሩሉን ሓተምዎን

27:62-66

     

16 ኒሳን

የሩሳሌምን ከባቢኣን፣ ኤማሁስ

የሱስ ተንስአ፣ ንደቀ መዛሙርቱ ሓሙሽተ ሳዕ ተራእዮም

28:1-15

16:1-8

24:1-49

20:1-25

ድሕሪ 16 ኒሳን

የሩሳሌም፣ ገሊላ

ንደቀ መዛሙርቱ ብዙሕ ሳዕ ተራእዮም (1ቈረ 15:5-7፣ ግብ 1:3-8)፣ ኣዘዞም፣ ደቀ መዛሙርቲ ኺገብሩ መዘዞም

28:16-20

   

20:26–21:25

25 ኢያር

ደብረ ዘይቲ፡ ጥቓ ቢታንያ

የሱስ ድሕሪ ትንሳኤኡ 40 መዓልቲ ጸኒሑ ዓረገ (ግብ 1:9-12)

   

24:50-53