ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ንትሕዝቶ ትርጉም ሓዳስ ዓለም መርምሮ። ነዚ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ፡ ብቐሊሉ ኸተንብቦን ክትርድኦን ትኽእል ኢኻ።

መእተዊ ቓል ኣምላኽ

መጽሓፍ ቅዱስ ን20 ኣገደስቲ ሕቶታት ዚህቦ መልሲ መርምር።

መቕድም መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ደብዳበ ኮሚተ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ ሓዳስ ዓለም።

መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኢንተርነት ኣንብብ

ትርጉም ሓዳስ ዓለም ልክዕን ንምንባቡ ቐሊልን ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ።

ሰሌዳ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ

እዚ ሰሌዳ እዚ፡ ዝርዝር ኵሉ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስን ጸሓፊኡን እተጻሕፈሉ ቦታን ግዜን ዚገልጽ ጠቓሚ ሓበሬታ ኣለዎ።

ኣብ እግረ ጽሑፍ ዚርከብ ኣሕጽሮት

እዚ መወከሲ እዚ፡ ዝርዝርን ትርጉምን እቲ ኣብ ትርጉም ሓዳስ ዓለም ዘሎ ኣሕጽሮት ዝሓዘ እዩ።

መሐበሪ ቓላት መጽሓፍ ቅዱስ

ብኣማእታት ዚቝጸር ቃላትን ሓረጋትን መጽሓፍ ቅዱስን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከበሉ ቦታን።

ማህደረ ቓላት መጽሓፍ ቅዱስ

ዝርዝር ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ፍሉይ ቃላትን ሓረጋትን ትርጉሙን።

መመላእታ ጽሑፍ ሀ ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ኽፋል እዚ፡ ስለምንታይ ንትርጉም ሓዳስ ዓለም ክትኣምኖ ኸም እትኽእል ርአ።

መመላእታ ጽሑፍ ለ ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ኽፋል እዚ፡ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎካ ግንዛበ ዜዕቢ ካርታታትን ሰሌዳታትን ስእልታትን ርአ።