ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧

ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧

ኣበይ ይመስለካ፧

  • ኣብ ስነ ፍልጠት

  • ኣብ ፍልስፍና

  • ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ

 ሓደ ኻብቶም ጸሓፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኣምላኽ ከምዚ በሎ፦

“ኣእምሮ ሀበኒ . . . ቓልካ ሓቂ እዩ።” —መዝሙር 119:144, 160ትርጕም 1956።

መጽሓፍ ቅዱስ ብሚልዮናት ንዚቝጸሩ ሰባት ሕቶታቶም ይምልሰሎም እዩ።

ንስኻኸ ሓደ ኻባታቶም ክትከውን ትደሊዶ፧

jw.org ዚብሃል ወብ ሳይት ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።

ኣብ ኢንተርነት ኣንብብ

መጽሓፍ ቅዱሳዊ ቪድዮታት ርአ

  • ንቘልዑ ዚኸውን ትምህርትታትን መዝሙራትን

  • ንመንእሰያት ዚኸውን ምኽሪ

  • እምነት ብግብሪ

 ካብዚ ኣብ ታሕቲ ቐሪቡ ዘሎ ኣገዳሲ ሕቶታት፡ ብዝያዳ ዜተሓሳስበካ ኣየናይ እዩ፧

  • ትርጕም ህይወት እንታይ እዩ፧

  • ንዜጋጥመና መከራ ዚሕተተሉ ኣምላኽ ድዩ፧

  • ምስ ሞትና እንታይ ኢና እንኸውን፧

ብዛዕባ እዚ ሕቶታት እዚ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ መልሲ ኣብ www.jw.org ርአ።

(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS › BIBLE QUESTIONS ANSWERED ርአ)

ብዝያዳ ፍለጥ

ኣብ ወብ ሳይትና እንታይ ኪርከብ ይከኣል፧

ብዛዕባናን ብዛዕባ እምነትናን ኰነ ብዛዕባ እቲ ዘሎካ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ብዝያዳ ኽትፈልጥ ትኽእል ኢኻ።