ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ብስራት ኣምላኽ

ካብዛ ብሮሹር እዚኣ ብኸመይ ከም እትጥቀም

ካብዛ ብሮሹር እዚኣ ብኸመይ ከም እትጥቀም

እዛ ብሮሹር እዚኣ፡ ብቐጥታ ኻብቲ ቓል ኣምላኽ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ንኽትመሃር ክትሕግዘካ እያ። እቲ ኣብ መወዳእታ ነፍሲ ወከፍ ሕጡብ ጽሑፍ ዘሎ ጥቕስታት፡ ንመልሲ እቲ ብድሙቕ ተጻሒፉ ዘሎ ሕቶታት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስካ ኣበይ ክትረኽቦ ኸም እትኽእል ይሕብር።

ነቲ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ከተንብቦ ኸለኻ፡ መልሲ እቲ ሕቶታት ክትረክብ ጽዓር። ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንትርጕም እቲ ጥቕስታት ተሓጒሶም ኬረድኡኻ እዮም።ሉቃስ 24:32, 45 ኣንብብ።

ኣስተብህል፦ ኣብዛ ብሮሹር እዚኣ ተሓቢሩ ዘሎ ጽሑፋት ብምሉኡ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመ እዩ።