ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ብስራት ኣምላኽ

ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧

ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧

ኣምላኽ ከም ኵሉ ዚኽእል፡ ፈጣሪ፡ ጐይታ ዝኣመሰለ ብዙሕ መዓርጋት ኣለዎ። (እዮብ 34:12፣ መክብብ 12:1፣ ዳንኤል 2:47) ንርእሱ ግና ስም ኣውጺኡ ድዩ፧

ዝያዳ ፍለጥ

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧

ብዛዕባ ኣምላኽ እቲ ሓቂ እንታይ እዩ፧

ኣምላኽ ብብሕቲ ዚሓልየልካዶ ይመስለካ፧ እንታይ ባህርያት ከም ዘለዎን ብኸመይ ክንቀርቦ ኸም እንኽእልን ተምሃር።

መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣሰዃዅዓ መለኮታዊ ስም ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ

ብዙሕ ትርጉማት ንስም ኣምላኽ ፈጺሙ ዘይጥቀመሉ ኽነሱ፡ ትርጉም ሓዳስ ዓለም ነቲ “የሆዋ” ዚብል ስም ዚጥቀመሉ ስለምታይ እዩ፧