ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ብስራት ኣምላኽ

ብስራት ኣምላኽ እንታይ እዩ፧ ክንኣምኖ እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧ እዛ ብሮሹር እዚኣ፡ ነቲ ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ትምልሶ።

ካብዛ ብሮሹር እዚኣ ብኸመይ ከም እትጥቀም

እዛ ብሮሹር እዚኣ፡ ብቐጥታ ኻብቲ ቓል ኣምላኽ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ንኽትመሃር ክትሕግዘካ እያ። ነቲ ጥቕስታት፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስካ ኣበይ ክትረኽቦ ኸም እትኽእል ርአ።

እቲ ብስራት እንታይ እዩ፧

እቲ ብስራት እንታይ ምዃኑን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነሉ ምኽንያትን እንታይ ክትገብር ከም ዘሎካን ተምሃር።

ኣምላኽ መን እዩ፧

ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧ ብዛዕባናኸ ይሓሊ ድዩ፧

እቲ ብስራት ብሓቂ ኻብ ኣምላኽ ድዩ፧

መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ምዃኑ ርግጸኛታት ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

የሱስ ክርስቶስ መን እዩ፧

የሱስ ስለምንታይ ከም ዝሞተ፡ በጃ እንታይ ምዃኑ፡ ሎሚ እንታይ ይገብር ከም ዘሎ ተምሃር።

ኣምላኽ ንምድሪ ዘለዎ ዕላማ እንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣምላኽ ንምድሪ ዝፈጠራ ስለምንታይ ምዃኑ፡ መከራ መዓስ ከም ዜብቅዕ፡ ከምኡውን ኣብ ዚመጽእ ምድሪ እንታይ ከም እትኸውንን ነቶም ኣብኣ ዚነብሩ ሰባት እንታይ ከም ዜጋጥሞምን ይገልጽ እዩ።

ምዉታት እንታይ ተስፋ ኣለዎም፧

ምስ ሞትና እንታይ ኢና እንኸውን፧ ምስቶም ብሞት እተፈልዩና እንፈቅሮም ሰባት እንደገና ኽንራኸብ ዲና፧

መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧

ንጉስ መንግስቲ ኣምላኽ መን እዩ፧ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ እትዓምም፧

ኣምላኽ፡ እከይን መከራን ኪህሉ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧

እከይ ብኸመይ ጀመረ፧ ኣምላኽ፡ እከይ ኪቕጽል ዝፈቐደኸ ስለምንታይ እዩ፧ እከይ ዜብቅዓሉ ግዜ ይመጽእ ዶዀን ይኸውን፧

ስድራ ቤትካ ሕጉስቲ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ እያ፧

እቲ ሕጉስ ኣምላኽ ዝዀነ የሆዋ፡ ስድራ ቤታት ሕጕሳት ኪዀና ይደሊ እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ንሰብኣይን ንሰበይትን ንወለድን ንቘልዑን እንታይ ግብራዊ ምኽሪ ኸም ዚህቦም ርአ።

ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ብኸመይ ከተለልዮ ትኽእል፧

ሓንቲ ናይ ሓቂ ሃይማኖት ጥራይ ድያ ዘላ፧ መለለዪ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝዀነ ሓሙሽተ ነገራት ርአ።

ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ዚጠቕመና ብኸመይ እዩ፧

የሱስ ስለምንታይ መምርሒ ኸም ዜድልየናን ብቐዳምነት ኣገደስቲ ዝዀና ኽልተ ትእዛዛት ከም ዘለዋን ገሊጹ።

ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ዚጠቕመና ብኸመይ እዩ፧

የሱስ ስለምንታይ መምርሒ ኸም ዜድልየናን ብቐዳምነት ኣገደስቲ ዝዀና ኽልተ ትእዛዛት ከም ዘለዋን ገሊጹ።

እቲ ብዛዕባ ሃይማኖት ዚገልጽ ብስራት እንታይ እዩ፧

ኵሉ ሰብ ነቲ ሓደ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ብሓድነት ዜምልኸሉ ግዜስ ይመጽእ ደዀን ይኸውን፧

ኣምላኽ፡ ውድብ ዝገበረ ስለምንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ናይ ሓቂ ክርስትያናት ስለምንታይን ብኸመይን ከም እተወደቡ ይነግረና።

መጽናዕትኻ ኽትቅጽል ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧

እቲ ብዛዕባ ኣምላኽ ዘሎካ ፍልጠት ንኻልኦት ኪጠቕሞም ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ ምስ ኣምላኽ ከመይ ዝበለ ርክብ እዩ ኺህልወካ ዚኽእል፧