ኣብዚ ኽፍሊ እዚ ነቲ የሆዋ ንምፍጣር: ንምዕናው: ንምዕቛብ: ንምሕዳስ ዘለዎ ኽእለት ዘረጋግጸልና ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ጸብጻብ ክንምርምር ኢና። እቲ ‘ብርትዐ ሓይሊ’ ዘለዎ የሆዋ ኣምላኽ ን“ዕቤት ምልኩ” ብኸመይ ከም ዝጥቀመሉ ምርዳእና ኣኽብሮታዊ ፍርሂ ከም ዝህልወና ዝገብር እዩ።—ኢሳይያስ 40:26