ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ

ፈጣሪ ኺመርሓናን ኬዕቍበናን ኪባርኸናን ይደሊ እዩ።

መእተዊ

ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ስለ ዜፍቅሮም፡ ብሉጽ መገዲ ህይወት ይምህሮም እዩ።

ንኣምላኽ ከመይ ጌርና ንሰምዖ፧

እንታይ ክንገብር ከም እንኽእልን መን ኪሕግዘና ኸም ዚኽእልን ክንፈልጥ ኣሎና።

ናይ ሓቂ ኣምላኽ መን እዩ፧

ብዛዕባ ስሙን ገለ ኻብ ባህርያቱን ክንፈልጥ ንኽእል ኢና።

ኣብ ገነት፡ ህይወት ከመይ ይመስል ነበረ፧

ናይ መጀመርታ ኽፋል መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ ይገልጽ።

ንሰይጣን ሰምዕዎ—እዚኸ እንታይ ኣስዓበ፧

ሕማቕ ነገራት ኬጋጥም ጀመረ።

ማይ ኣይሂ—መን ሰሚዖም፧ መንከ ኣይሰምዑን፧

ሰባት ዝነበሮም ኣረኣእያ እንታይ እዩ ኣነጺሩ፧

ካብ ማይ ኣይሂ እንታይ ንምሃር፧

ጥንታዊ ታሪኽ ጥራይ ኣይኰነን።

የሱስ መን እዩ ነይሩ፧

ብዛዕባኡ ምፍላጥ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

ሞት የሱስ ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧

ዜደንቕ በረኸት ክንረክብ ኣጋጣሚ ኸፊቱልና እዩ።

ምድሪ፡ ገነት እትኸውን መዓስ እያ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ መወዳእታ ምስ ቀረበ ብዛዕባ ዜጋጥም ኵነታት ይንበ እዩ።

እቶም ንኣምላኽ ዚሰምዕዎ ዘበሉ፡ እንታይ በረኸት ኪረኽቡ እዮም፧

ኬምልጠካ ዘይትደልዮ በረኸት ኪረኽቡ እዮም።

የሆዋ ይሰምዓና ድዩ፧

ብዛዕባ እንታይ ኢኻ ናብ ኣምላኽ ክትጽሊ እትኽእል፧

ዜሐጕስ ናብራ ስድራ ቤት ኪህልወካ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

እቲ ንስድራ ቤት ዝፈጠረ ኣምላኽ፡ ብሉጽ ምኽሪ ይህብ።

ንኣምላኽ ምእንቲ ኸነሐጕሶ እንታይ ክንገብር ኣሎና፧

ኣምላኽ ዚጸልኦን ዚፈትዎን ነገራት ኣሎ።

ንየሆዋ እሙን ምዃንካ ብኸመይ ከተርኢ ትኽእል፧

እሙን ክትከውን ዘሎካ ድሌት፡ ንእትገብሮ ውሳነታት ይጸልዎ እዩ።