ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መደብ ኣኼባ ወረዳ 2017-2018—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. “ሕጊ ክርስቶስ” እንታይ እዩ፧ (ገላ. 6:2)

  2. ሰባት ኣብ ዘይርእዩና እዋን፡ ሕጊ ክርስቶስ ክንፍጽም እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (1 ቈረ. 10:31)

  3. ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ሕጊ ክርስቶስ ክንፍጽም እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ሉቃ. 16:10፣ ማቴ. 22:39፣ ግብ. 20:35)

  4. ሕጊ ክርስቶስ ካብ ሕጊ ሙሴ ዚበልጽ ብኸመይ እዩ፧ (1 ጴጥ. 2:16)

  5.   ሰብ ሓዳርን ወለድን ኣብ ስድራ ቤቶም ሕጊ ክርስቶስ ኪፍጽሙ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ (ኤፌ. 5:22, 23, 25፣ እብ. 5:13, 14)

  6. ኣብ ቤት ትምህርቲ፡ ሕጊ ክርስቶስ ክትፍጽሙ እትኽእሉ ብኸመይ ኢኹም፧ (መዝ. 1:1-3፣ ዮሃ. 17:14)

  7. ከምቲ የሱስ ዘፍቀረና፡ ንኻልኦት ከነፍቅር እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ገላ. 6:1-5, 10)