ሙዚቃን ግጥምን ዝሓዘ ፋይላት ቪድዮ ዅሉ እቲ 151 መዝሙራት ወጺኡ ኣሎ፣ እቲ መዝሙራት ኣብታ ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’ ዘርእስታ ሓዳስ መጽሓፍ መዝሙር ዚርከብ እዩ። ስለዚ፡ ኣብ ኣኼባታት ጉባኤ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ እቲ ግጥሚ ኣብ ስክሪን ኪርአ ይከኣል እዩ።