ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ፊንላንድ

Puutarhatie 60

FI-01300 VANTAA

FINLAND

+358 9-825-885

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:30 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ ሰዓትን ፈረቓን

ቀንዲ ንጥፈታት

ጨንፈር ፊንላንድ ኣብ ሊትወይንያን ላቲቭያን ኢስቶንያን ፊንላንድን ዚርከቡ ኣስታት 29,000 ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንዚገብርዎ ንጥፈታት ይቈጻጸር። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ ሓሙሽተ ዚዝረብ ቋንቋታትን ኣርባዕተ ቛንቋ ምልክትን ንምትርጓም ዚግበር ዕዮ ይቈጻጸር። ኣብ ዓዓመት 24 ሚልዮን መጽሔታትን ብሮሹራትን ትራክትታትን ብልዕሊ 100 ቛንቋ ይሓትም።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።