ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ፈረንሳ

2 rue Saint-Hildevert

27400 LOUVIERS

FRANCE

+33 2-32-25-55-55

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ሰዓት 10:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ሰዓት 2:30 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 2 ሰዓት

ቀንዲ ንጥፈታት

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ ሓያሎ ቛንቋታት ይትርጕም። ኣብ ፈረንሳን ኣብ ስግር ባሕሪ ኣብ ዚርከባ ግዝኣት ፈረንሳ ዝዀና ሃገራትን (ፈረንሳይ ጊያና፡ ጓደሉፕ፡ ማርትኒክ፡ ማውሪሽየስ፡ ማዮት፡ ሪዩንየን፡ ሰይንት ባርተለሚ፡ ሰይንት ማርቲን፡ ሰይንት ፒየርን ማኪሎንን፡ ሲሸልስ) ንዚግበር ንጥፈታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ይቈጻጸር።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።