ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ጋና

Nungua Police Checkpoint

Hse. No. J 348/4

Tema Beach Road

Nungua

ACCRA

GHANA

+233 30-701-0110

+233 30-2712-456

+233 30-2712-457

+233 30-2712-458

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 1 ሰዓት

ቀንዲ ንጥፈታት

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ ቋንቋታት ትዊ፡ ንዘማ፡ ኢወ፡ ዳንግመ፡ ዳጋረ፡ ጋ፡ ፍራፍራ ይትርጕም። ቅዳሓት ኣውድዮን ቪድዮን ብትዊን ብኢወን ብጋን የዳሉ። ኣብ ዓመት ብገምጋም 60 ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ይሃንጽ፡ ብኣሽሓት ቶን ዚምዘን ጽሑፋት ድማ ናብ መላእ ጋና ይልእኽ።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።