ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ጃፓን

Watch Tower Bible and Tract Society

4-7-1 Nakashinden

EBINA CITY

KANAGAWA-PREF

243-0496

JAPAN

+81 46-233-0005

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 2 ሰዓት

ቀንዲ ንጥፈታት

በብዓመቱ 15 ሚልዮን መጽሓፍ ቅዱስን መጽሓፍትን ብሮሹራትን ልዕሊ 100 ሚልዮን መጽሔታትን ይሓትም። ኣብ ዓዓመት 5,700 ቶን ዚምዘን ጽሑፋትን መጽሔታትን ብልዕሊ 150 ቋንቋ ይልእኽ።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።