ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ጀርመን

Jehovas Zeugen

Am Steinfels 1

65618 SELTERS

GERMANY

+49 6483-41-0

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 10:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 3:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 2 ሰዓት

ንታሪኻዊ ምርኢት ዚኸውን ተወሳኺ ሰዓት ኣብ ግምት ኣእቱ

ብጕጅለታት ክትመጹ እንተ ሓሲብኩም፡ በጃኹም ኣቐዲምኩም ተመዝገቡ

ቀንዲ ንጥፈታት

ኣብ ሰልተርስ፡ ጀርመን ዚርከብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር ማእከላይ ኤውሮጳ ኣብ ሊክተንሽታይንን ላክሰምበርግን ስዊዘርላንድን ኦስትርያን ጀርመንን ንዚግበር ዕዮ ሰብከት ይቈጻጸር። እቲ ምርኢት፡ ታሪኽ ዕዮ ምስክርነት እዘን ኣብ ማእከላይ ኤውሮጳ ዚርከባ ሃገራት የዘንቱ። ብተወሳኺ፡ እቲ ጨንፈር ጽሑፋት ሓቲሙ ኣብ 51 ሃገራት ናብ ዚርከባ ልዕሊ 16,000 ጉባኤታት ይልእኽ።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።