ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ደንማርክ

Stenhusvej 28

DK-4300 HOLBAEK

DENMARK

+45 59-45-60-00

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 9:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 10:30 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:30 ድ.ቀ. ኽሳዕ 3:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 1 ሰዓት

ቀንዲ ንጥፈታት

ቤት ጽሕፈት ጨንፈር ስካንዲነቭያ ኣብ ሽወደን፡ ኖርወይ፡ ኣይስላንድ፡ ደሴታት ፋሮ፡ ደንማርክ፡ ግሪንላንድ ዚነብሩ ኣስታት 50,000 ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንዚገብርዎ ንጥፈታት ይቈጻጸር። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ ሽዱሽተ ዚዝረብ ቋንቋታትን ናብ ሰለስተ ቛንቋ ምልክትን ንምትርጓም ዚግበር ዕዮን ብሓያሎ ካብዚ ቛንቋታት ዚግበር ምድላው ሕታማት ኣውድዮን ቪድዮን ይቈጻጸር።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።