ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ደቡብ ኣፍሪቃ

1 Robert Broom Drive East

Rangeview

KRUGERSDORP

1739

SOUTH AFRICA

+27 11-761-1000

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 7:45 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 2 ሰዓት

ቀንዲ ንጥፈታት

መጻሕፍትን መጽሔታትን ብሮሹራትን ትራክትታትን ብልዕሊ 130 ቋንቋ ይሓትም፡ ኣብ 20 ሃገራት ናብ ዚርከባ ልዕሊ 15,000 ጉባኤታት ድማ ይልእኽ። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ 23 ቋንቋ ይትርጕም። ኣብ 42 ሃገራት ንዚግበር ህንጸት ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ድማ ይድግፍ።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።