ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ኮሪያ

Sindumangok-ro 73, Gongdo-eup

Anseong-si, Gyeonggi-do, 17558

REPUBLIC OF KOREA

+82 31-690-0033

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 2 ሰዓት

ቀንዲ ንጥፈታት

በብዓመቱ 18 ሚልዮን መጽሔታት ብ6 ቛንቋ ይሓትም፣ ኣብ ዓዓመት 850 ቶን ዚምዘን ጽሑፋትን መጽሔታትን ይልእኽ። ናብ ኮርያኛን ናብ ቋንቋ ምልክት ኮሪያን ይትርጕም። ብቛንቋ ምልክት ኮሪያ ድማ ቅዳሓት ቪድዮ የዳሉ።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።