ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ክሮአሽያ

Štrokinec 28

HR-10090 ZAGREB-SUSEDGRAD

CROATIA

+385 1-37-95-001

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 2 ሰዓት

ቀንዲ ንጥፈታት

እቲ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር፡ ኣብ ክሮአሽያ ዚርከባ ልዕሊ 60 ጉባኤታትን ኣብ ቦዝንያን ሀርዞጎቪናን ዚርከባ ኣስታት 15 ጉባኤታትን ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንዚገብራኦ ንጥፈታት ይቈጻጸር። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ ቦዝንያኛን ናብ ክሮአሽያኛን ናብ ቛንቋ ምልክት ክሮአሽያን ይትርጕም። እቲ ዚግበር ዑደት፡ ንታሪኽ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ዩጎስላቭያ ነበርን ሙዚቃ ንየሆዋ ኣብ ምውዳስ ንዘለዎ ግደን ዜርኢ ምርኢት የጠቓልል።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።