ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ኬንያ

Elgeyo Marakwet Rd

Kilimani area near Adams Arcade

NAIROBI

KENYA

+254 205-141500

+254 722-209647

+254 734-209647

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ ሰዓትን ፈረቓን

ቀንዲ ንጥፈታት

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ ዓሰርተ ቛንቋ፡ እንተላይ ናብ ቋንቋ ምልክት ኬንያ ንምትርጓም ዚግበር ዕዮ ይቈጻጸር። ቅድሓት ኣውድዮን ቪድዮን ብቛንቋታት ውሽጢ ዓዲ የዳሉ። ኣብ ሓያሎ ጐረባብቲ ሃገራት ንዚግበር ንጥፈታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ይድግፍ።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።