ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ካናዳ

13893 Highway 7

GEORGETOWN ON L7G 4S4

CANADA

+1 905-873-4100

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 10:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 3:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 2 ሰዓት

ቀንዲ ንጥፈታት

በብዓመቱ ልዕሊ 255 ሚልዮን መጽሔታት ይሓትም። ኣብ ዓዓመት ብገምጋም ልዕሊ 6,000 ቶን ዚምዘን ጽሑፋትን መጽሔታትን ብኣስታት 300 ቛንቋ ይልእኽ።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።