ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ኣንጎላ

Avenida Talatona 1

LUANDA

ANGOLA

+244 923-166-760

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 45 ደቒቕ

ቀንዲ ንጥፈታት

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ ሸሞንተ ቛንቋ፡ እንተላይ ናብ ቋንቋ ምልክት ኣንጎላ ንዚግበር ዕዮ ትርጕም ይቈጻጸር። ህንጸት ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ብሓላፍነት ይከታተል፣ ኣብ ኣንጎላ ናብ ዚርከባ ልዕሊ 1,600 ጉባኤታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ሕታማት ይልእኽ።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።