ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ኢጣልያ

Congregazione Cristiana Dei Testimoni di Geova

Via della Bufalotta 1281

I-00138 ROME RM

ITALY

+39 06-872941

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 1 ሰዓት

ቀንዲ ንጥፈታት

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ ጣልያንኛን ናብ ቋንቋ ምልክት ኢጣልያን ናብ ቋንቋ ላዲንን (ጋርደነስ) ይትርጕም። ቅዳሓት ኣውድዮን ቪድዮን የዳሉ። ኣብ ኢጣልያን ኣብ ካልኦት ሃገራትን ዚርከባ ልዕሊ 3,000 ጉባኤታት ንዚገብራኦ ንጥፈታት ይቈጻጸር።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።