ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ኢትዮጵያ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ የካ ኽፍለ ኸተማ፡ ወረዳ 12፡

ቍጽሪ ገዛ 161፡

ካብ ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ኮተቤ 1 ኪ.ሜ. ሓሊፍካ

ኣዲስ ኣበባ

ኢትዮጵያ

+251-116-170555

+251- 911-21-3489 (ሞባይል)

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:20 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 1 ሰዓት

ቀንዲ ንጥፈታት

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ዚዝረብ ሓሙሽተ ቛንቋታት ይትርጕም። ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ጐረባብቲ ሃገራትን ንዚግበር ዕዮ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ይቈጻጸር፡ ዕዮ ህንጸት ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ድማ ብሓላፍነት ይከታተል።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።