ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ታሂቲ

P.K. 2,7 Cote mer

Toahotu

Taiarapu Ouest

TARAVAO TAHITI

FRENCH POLYNESIA

+689 40-54-70-00

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ ሰዓትን ፈረቓን

ቀንዲ ንጥፈታት

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ ታሂትኛ ይትርጕም። ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብተን ክንዲ ስፍሓት ምዕራብ ኤውሮጳ ዚሽፍና ደሴታትን እኩባት ደሴታትን ንዚገብርዎ ትምህርታዊ ዕዮ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ይቈጻጸር።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።