ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ቨነዝወላ

Av. Intercomunal La Victoria-El Consejo

Frente a La Mora II

LA VICTORIA 2121 ESTADO ARAGUA

VENEZUELA

+58 244-400-5000

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 1 ሰዓት

ቀንዲ ንጥፈታት

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ ቋንቋ ምልክት ቨነዝወላን ኣብታ ሃገር ናብ ዚዝረብ ካልእ ሓሙሽተ ቛንቋን፡ ማለት ናብ ዋራኦ፡ ዩክፓ፡ ጓሂቦ፡ ፐሞን፡ ፕያሮዋ ይትርጕም። ኣብ ቨነዝወላ ንዚግበር ንጥፈታት ልዕሊ 140,000 ናይ የሆዋ መሰኻኽር ድማ ይቈጻጸር።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።