ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ብሪጣንያ

Watch Tower

The Ridgeway

LONDON

NW7 1RN

ENGLAND

+44 20-8906-2211

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.። ዑደት ኣብ ሰሰዓት ይጅምር።

ንውሓት ግዜ፦ ሰዓትን ፈረቓን

ቀንዲ ንጥፈታት

በብዓመቱ ልዕሊ 200 ሚልዮን መጽሔታትን ብሮሹራትን ሓቲሙ፡ ኣብ መላእ ዓለም ናብ ዚርከባ 100 ሃገራት ይልእኽ። ኣብቲ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር፡ “መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ብሪጣንያ” ዘርእስቱ ታሪኻዊ ምርኢት ኣሎ።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።