ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ስጳኛ

Testigos Cristianos de Jehová

Ctra. M-108 Torrejón-Ajalvir, km. 5

28864 AJALVIR (MADRID)

SPAIN

+34 918-879-700

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:30 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 12:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 2:30 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:30 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 1 ሰዓት

ቀንዲ ንጥፈታት

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ ቋንቋታት ስጳንኛ፡ ቋንቋ ምልክት ስጳኛ፡ ባስክ፡ ቫልንስያኛ፡ ካታላን፡ ጋሊሽኛ ይትርጕም። ሕታማት ብረይል ድማ ብስጳንኛ የዳሉ። እቲ ዑደት፡ ታሪኽ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ስጳኛ ዜርኢ ምርኢት የጠቓልል።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።