ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

መክሲኮ

Ave Jardin No. 10

Fraccionamiento El Tejocote

56239 TEXCOCO, MEX

MEXICO

+52 555-133-3000

+52 555-858-0100

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 2 ሰዓትን ፈረቓን

ቀንዲ ንጥፈታት

ኣብ መላእ እቲ ዞባ፡ ማለት ካብ መክሲኮ ክሳብ ፓናማ ኣብ ዘሎ ዞባ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ 70 ቛንቋ ንምትርጓም ዚግበር ዕዮ ይቈጻጸር። ብልዕሊ 60 ቛንቋ ጽሑፋት ይሓትም፡ ብልዕሊ 80 ቛንቋ ናብ ልዕሊ 10 ሃገራት ድማ ጽሑፋት ይልእኽ።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።