ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ

Brooklyn

25 Columbia Heights

BROOKLYN NY 11201-2483

UNITED STATES

+1 718-560-5000

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ እቲ ብመራሒ ዚግበር ዑደት፦ 1 ሰዓት

ንስእላዊ ምርኢት ዚኸውን ተወሳኺ 2 ሰዓት መድብ

መዘኻኸሪ፦ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ናብ ዎርዊክ፡ ኒው ዮርክ ስለ ዚግዕዝ፡ እቲ ኣብ ቤት ጽሕፈት ብሩክሊን ዚግበር ዑደት ኬቋርጽ እዩ። እቲ ብመራሒ ዚግበር ዑደት፡ 31 ግንቦት 2016 ኬብቅዕ እዩ። ብዘይ መራሒ ዑደት እናዞርካ ዚርአ ስእላዊ ምርኢት ድማ 15 ሓምለ 2016 ኬኽትም እዩ።

ቀንዲ ንጥፈታት

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም ንዚገብርዎ ዕዮ ብሓላፍነት ይመርሕ። እቲ ስእላዊ ምርኢት ነቲ “መጽሓፍ ቅዱስን መለኮታዊ ስምን” ዚብል ምርኢትን “ንስም የሆዋ ዚዀኑ ህዝቢ” ዚብል ታሪኻዊ ምርኢት የጠቓልል።

Patterson

100 Watchtower Dr. (2891 Route 22)

PATTERSON NY 12563

UNITED STATES

+1 845-306-1000

ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 2 ሰዓት

ቀንዲ ንጥፈታት

ንሕታማትና ዚኸውን ስእልታትን ቅዳሓት ኣውድዮን ቪድዮን የዳሉ። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ ቋንቋ ምልክት ኣመሪካ ይትርጕም። እቲ ዑደት፡ ብዛዕባ ንጥፈታት እቲ ኣብኡ ዚግበር እተፈላለየ ኣብያተ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ የጕልሕ።

Wallkill

900 Red Mills Rd.

WALLKILL NY 12589

UNITED STATES

+1 845-744-6000

ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ካብ 8:00 ቅ.ቀ. ኽሳዕ 11:00 ቅ.ቀ. ከምኡ ድማ ካብ 1:00 ድ.ቀ. ኽሳዕ 4:00 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ ሰዓትን ፈረቓን

ቀንዲ ንጥፈታት

ኣብ ዓዓመት ልዕሊ 25 ሚልዮን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ይሓትም። ኣብ መላእ ዓለም ናብ ዚርከባ ኣብያተ ጽሕፈት ጨንፈርን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካናዳን ካሪበያን ናብ ዚርከባ ልዕሊ 15,000 ጉባኤታት ናይ የሆዋ መሰኻኽርን ብልዕሊ 360 ቋንቋ እተሓትመ ጽሑፋት ይልእኽ።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።