ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓበሬታ ኣብያተ ጽሕፈትን ዑደትን

ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ኣብያተ ማሕተምናን ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ቦታን ሰዓታት ዑደትን ርኸብ።

ሃንጋሪ

BUDAPEST

Kövirózsa u. 1.

H-1163

HUNGARY

+361 401-1100

ሰዓታት ዑደት

ካብ ሰኑይ ክሳዕ ዓርቢ

ሰዓት 9:00 ቅ.ቀ.፡ 10:30 ቅ.ቀ.፡ ከምኡ ድማ ሰዓት 2፡00 ድ.ቀ.፡ 3:30 ድ.ቀ.

ንውሓት ግዜ፦ 1 ሰዓትን ርብዕን

ቀንዲ ንጥፈታት

ኣብ ሃንጋሪ ዚርከባ ልዕሊ 280 ጉባኤታት ንዚገብራኦ ንጥፈታት ይቈጻጸር፣ ኣብ ስሎቫክያን ዩክረይንን ንዚርከባ ተዛረብቲ ሃንጋርኛ ዘለወን ጉባኤታት ደገፍ ይገብር። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ናብ ሃንጋርኛን ሎቫሪን ይትርጕም። ቅድሓት ኣውድዮ ብሃንጋርኛ፡ ቅዳሓት ቪድዮ ድማ ብቛንቋ ምልክት ሃንጋሪ የዳሉ።

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ።