ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብዶባት ከይተደረቱ ይሃንጹ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብዶባት ከይተደረቱ ይሃንጹ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ኣብ መላእ ዓለም ብኣሽሓት ዚቝጸር መሳለጥያታት ይነድፉን ይሃንጹን ይጽግኑን እዮም። ወለንተኛታት ኣብዚ ዓለምለኻዊ ዕዮ እዚ ብሓድነት ምእንቲ ኺዓይዩ፡ ነቲ ሃገራዊ ዶባትን ቋንቋታትን ዚፈጥሮ ዕንቅፋታት ብኸመይ ከም ዚሰግርዎ ርአ።