ሓቂ መጽሓፍ ቅዱስ ምንጋር
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንብዙሓት ሰባት ቃል ኣምላኽን ነቲ ሒዝዎ ዘሎ መልእኽቲ ሓቅን ኪነግሩ ኸለዉ ብዛዕባ ዜጋጥሞም ተመክሮታት ፍለጥ።
በቲ ውጽኢት ተገሪማ
ኣብ ቨነዝወላ እትነብር ሓንቲ ውላዳ በይና እተዕቢ ደሲካር እተባህለት ኣደ፡ ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ኣገልግሎታ ምትዕርራይ ዝገበረት ብኸመይ እያ፧
ንደብዳበታታ ኣድኒቖሞ
ደብዳበታት ብምጽሓፍ ዚግበር ስብከት እንታይ ጽቡቕ ውጽኢት ኣምጺኡ፧
ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ንዚዓይዩ ሰራሕተኛታት ሆስፒታል ዚኸውን ሓገዝ
ኣብ ሓደ ሆስፒታል ዚዓይዩ ኣለይቲ ሕሙማትን ካልኦት ሰራሕተኛታትን፡ ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19፡ ሓጋዚ ሓበሬታ ዝረኸቡ ብኸመይ እዮም፧
ንኣኽላባተይ እተዋህቦም ብሽኮቲ
ኣብ ናይ ዓረብያ ምስክርነት እተጸምዱ ሰብ ሓዳር ንሓደ ሰብኣይን ንኣኽላባቱን ለውሃት የርእይዎም። እሞ ደኣ እዚ እንታይ ኣፍረየ፧
ብስራት ዘምጽአ ምዕልቕላቕ ማይ
ድሕሪ ሓያል ዝናም፡ ኣብ ኒከራግዋ ዚርከባ ኣቝሻት ካብ ዘይተጸበያኦ ምንጪ ሓገዝ ረኺበን።
ጸሎት ሓንቲ ዓይነ ስዉር ተመሊሱ
ሚንጅያ ናይ ሓቂ ክርስትያናት ክትረክብ ጸለየት። ጸሎታ ኸም እተሰምዐ ዀይኑ እተሰምዓ ስለምንታይ እዩ፧
ምስ ሓደ ሰብ እተጀመረ መጽናዕቲ ብዙሓት መጽናዕትታት ኣፍርዩ
ኣብ ጓተማላ ዚነብሩ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ቋንቋ ኬክቺ ንዚዛረቡ ብዙሓት ሰባት ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ምሂሮምዎም።
ሓደ ቐሺ መልሲ ረኸበ
ሓደ ቐሽን ሰበይቱን ወዶም ምስ ሞተ ኣምሪሮም በኸዩ። ነዊሕ ከይጸንሑ ግና ብዛዕባ ሞት ንዝነበሮም ሕቶታት ዜዕግብ መልሲ ኺረኽቡ ጀመሩ።
ኣብ ፈለግ ማሮኒ እተገብረ ጕዕዞ
13 ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ጫካ ኣማዞን ደቡብ ኣመሪካ ኣብ ዚርከብ ግሉል ቦታታት ንዚነብሩ ሰባት ተስፋ ዝሓዘለ መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንምንጋር ጕዕዞ ገይሮም።
ጆሴፍ ብፖሊስ ተዓጂቡ
ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ደሴት ዚርከቡ ኣባላት ፖሊስ ንናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኪሰብኩ ብኸመይ ሓጊዞምዎም፧
ምእንቲ ኺሕግዙ፡ ደው ኢሎም
ሓሙሽተ መንእሰያት ውርጭን ቍርን ተጻዊሮም ንሓደ ሰብ ዝሓገዝዎ ስለምንታይ እዮም፧
“ዝኽእሎ እገብር እየ”
ኢርማ ዕድሚኣ ዳርጋ 90 ዓመት እኳ እንተ ዀነ፡ ንልቢ ብዙሓት ሰባት ዚትንኪ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ደብዳበታት ትጽሕፍ እያ።
“እዚ ብሓቂ ሓድሽ ኣቀራርባ እዩ!”
ኣብቲ jw.org ዚብሃል ወብ ሳይት ዚርከብ ቪድዮታት፡ ኣቓልቦ መምህራንን ኣማኸርትን ካልኦትን ይስሕብ ኣሎ።
ብተግባር እተገልጸት ክርስትያናዊት ለውሃት
ብተግባር እተገልጸት ለውሃት፡ ንሓደ ተጻራሪ ብናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ኺግደስ ዘለዓዓለቶ ብኸመይ እያ፧
ሁልዳ ሸቶኣ ወቒዓ
ሁልዳ ንኣገልግሎትን ንክርስትያናዊ ኣኼባታትን እትጥቀመላ ታብለት ብኸመይ ከተጥሪ ኽኢላ፧
ጽቡቕ ምድላው እተገብረሉ ወፈራ፡ ፍረ ኣፍርዩ
ኣብ ቺለ እትነብር ጓል 10 ዓመት ቈልዓ ንዅሎም እቶም ቋንቋ ማፑዱንጉን ዚዛረቡ ኣብ ቤት ትምህርታ ዚርከቡ ሰባት፡ ናብ ሓደ ፍሉይ ኣጋጣሚ ንኽትዕድሞም እንታይ ጻዕሪ ኸም ዝገበረት ኣንብብ።
ክንየው ደጋዊ ትርኢት ክትርኢ ትኽእልዶ፧
ሓደ ናይ የሆዋ ምስክር ንሓደ ምስ ሰብ ዘይቀርብን ስግንጢርን ግዳም ሓደር ብትዕግስቲ ምስ ኣዘራረቦ እንታይ ኰይኑ፧