ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧

ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧

ኣብኡ እንታይ ከም ዚግበር እስከ ርአ።

ብዝያዳ ፍለጥ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንመአከቢኦም ቤተ ክርስትያን ኢሎም ዘይጽውዕዎ ስለምንታይ እዮም፧

መበቈል እቲ “ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ናይ የሆዋ መሰኻኽር” ዚብል መጸውዒ እንታይ ምዃኑን ስለምንታይ ከም እንጥቀመሉን ፍለጥ።

ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዚህነጽ ስለምንታይን ብኸመይን እዩ፧

ንቦታ ኣምልኾና “ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ” ኢልና እንጽውዖ ስለምንታይ ኢና፧ እዚ ብሒደት ወጻኢ ዚህነጽ ቦታ ኣምልኾና፡ ንጉባኤታትና ብኸመይ ከም ዚሕግዘን ብዝያዳ ፍለጥ።

ኣምላኽ፡ ውድብ ዝገበረ ስለምንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ናይ ሓቂ ክርስትያናት ስለምንታይን ብኸመይን ከም እተወደቡ ይነግረና።