ጸሎት
ስለምንታይ ትጽሊ፧
ስለምንታይ እየ ዝጽሊ፧ ኣምላኽከ ይምልሰለይ ድዩ፧
ኣምላኽ ንጸሎትካ ዚምልሶ ወይ ዘይምልሶ ምዃኑ፡ ብዓብይኡ ኣባኻ እዩ ዚምርኰስ።
ክትጽሊ ይግብኣካ ድዩ፧
ኣምላኽ ተኣምራት ከይፈጸመ ንጸሎት ኪምልሶ ይኽእል እዩ።
ኣምላኽ ንጸሎትና ይሰምዖ ድዩ፧
ኣምላኽ ብቕኑዕ መገዲ ናብኡ ምስ እንጽሊ ኸም ዚሰምዓና፡ መጽሓፍ ቅዱስ የረጋግጸልና እዩ።
ጸሎት ዚጠቕመካ ብኸመይ እዩ፧
ንጸሎት ክፍሊ ህይወትካ ምስ እትገብሮ እንታይ ጥቕሚ ኢኻ እትረክብ፧
“ንዅሉ ጭንቀትኩም ናብኡ ደርብይዎ”
ብዛዕባ ዜተሓሳስበካ ወይ ዜጨንቐካ ናብ ኣምላኽ ክትጽሊ ትኽእል ዲኻ፧ ጸሎት ነቶም ብጭንቀት ዚሳቐዩ ኽሳዕ ክንደይ ጠቓሚ እዩ፧
ብኸመይ ትጽሊ፧
ጸሎትካ ምእንቲ ኺስማዕ ብኸመይ ክትጽሊ ትኽእል፧
ኣብ ዝዀነ ይኹን ቦታ፡ ኣብ ዝዀነ ይኹን እዋን ንኣምላኽ ዓው ኢልካ ወይ ብውሽጥኻ ተዛረቦ። የሱስ እንታይ ከም እንብል እውን ምሂሩና እዩ።
ብኸመይ ኢና እንጽሊ፧ ንጸሎት ኣቡነ ዘበሰማያት ብምድጋም ድዩ፧
ኣምላኽ ነታ ኣቡነ ዘበሰማያት እትብሃል ጸሎት ጥራይ ድዩ ዚቕበል፧
ሞገስ ኣምላኽ ንምርካብ ብቐጻሊ ጸሊ
ኣምላኽ ምእንቲ ኺሰምዓናን ኪባርኸናን ከመይ ጌርና ኽንጽሊ ንኽእል፧
ኣምላኽ ንዅሉ ጸሎት ይሰምዖ ድዩ፧
ሓደ ሰብ ብስስዐ ተላዒሉ እንተ ጸልዩስ ይምልሰሉዶ፧ ሓደ ሰብኣይ ንሰበይቱ ኣብ ገዛ እናገፍዐ፡ ንጽብሒቱ በረኸት ኣምላኽ እንተ ለሚኑኸ፧
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጸሎት እንታይ ይብል፧
ናብ መላእኽቲ ወይ ናብ ቅዱሳን ክንጽሊ ይግብኣና ድዩ፧
ብስም የሱስ እንጽሊ ስለምንታይ ኢና፧
ብስም የሱስ ክትጽሊ ኸለኻ፡ ንኣምላኽ ብኸመይ ከም ዜኽብሮ፡ ንየሱስ እውን ኣኽብሮት ብኸመይ ከም እተርእዮ መርምር።
ናብ የሱስ ክንጽሊ ይግባእ ድዩ፧
የሱስ ባዕሉ ነቲ ሕቶ ይምልሶ እዩ።
ናብ ቅዱሳት ክጽልስ ግቡእ ድዩ፧
ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ናብ መን ክንጽሊ ኸም ዚግባእ ዚገልጾ መርምር።
ኵሉ ሳዕ ጸሊ
እዚ ቪድዮ እዚ ንቘልዑ ዅሉ ሳዕ ናብ የሆዋ ኺጽልዩ ኸም ዚኽእሉ ይምህሮም።

