ብዛዕባ እቶም እትፈትዎም ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስ ተምሃር። ነተን ካርድታት ኣራጊፍካ፡ ሓቲምካ፡ ዓጺፍካ ኣቐምጠን። ንዅለን ካርድታት ኣዋህልለን።