ንጥፈታት ስእሊ ዳዊት ንስም ኣምላኽ ይፈትዎ ነይሩ ኣጻውት ንፊደላት ስም ኣምላኽ በብመስርዐን ኣተዓራሪኻ ኣቐምጠን፣ ድሕሪኡ፡ ስም ኣምላኽ እንታይ ትርጉም ከም ዘለዎ ተምሃር። ኣራግፍ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ንጥፈታት ስእሊ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ፕሮጀክት ኣምልኾ ስድራ ቤት ብትብዓት ስጕምቲ ምውሳድ ንሰብ ብሓቂ ዜትብዖ እንታይ ከም ዝዀነ ንውሉዳትካ ምሃሮም። ንደቅኻ ምሃሮም ዳዊት ኣይፈርሀን ዳዊት ኣዝዩ ተባዕ ዝዀነ ብኸመይ ምዃኑ ንምፍላጥ፡ ነዚ መሳጢ ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ ኣንብቦ። ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ቪድዮታትን ንጥፈታትን ንቘልዑ በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ቪድዮታትን ባህ ዜብል መምሃሪ ንጥፈታትን ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።