ትግርኛ
ንጥፈታት ስእሊ
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1011236/univ/art/1011236_univ_sqr_xl.jpg

ንጥፈታት ስእሊ

ንዚቕጽል መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ስድራ ቤትኩም ዚኸውን ንጥፈታት ስእሊ ሕተም። ነቲ ስእልታት ኣራግፎ፡ ንምዝዛሙ ድማ ሕብሪ ልኸዮ ወይ ነቲ መስመር ነጠብጣብ ኣራኽቦ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ሕቶታት መልሶ።