ሓዳርን ስድራ ቤትን

ገንዘብ ምክዋን

ትግርኛ
ገንዘብ ምክዋን
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1011205/univ/art/1011205_univ_sqr_xl.jpg

ገንዘብ ምክዋን

ቈጢብካ ምንባር

ብሃንደበት ዝነበረካ ኣታዊ ምስኣን ዜጨንቕ እኳ እንተ ዀነ፡ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጥበባዊ ምኽሪ ኣብ ተግባር ምውዓል፡ ብውሑድ ገንዘብ ክትነብር ኪሕግዘካ እዩ።

ገንዘብ ብኸመይ ከም እተካውን

ምትእምማንን ቅንዕናን እንታይ ግደ እዩ ዘለዎ፧

ንወጻኢታት ብኸመይ ከም እትቈጻጸሮ

ብዛዕባ ኣጠቓቕማ ገንዘብ ንኽትሓስብ፡ ክሳዕ ገንዘብ እትውድእ ክትጽበ የብልካን። ገና ብኣጋኡ ብኸመይ ንወጻኢታትካ ኸም እትቈጻጸሮ ፍለጥ።

ንዕዳ ብግቡእ ምሓዙ

ካብ ዕዳ ምውጻእ፡ ዘይከኣል እንተ መሲሉ፡ ስድራ ቤታት እንታይ ኪገብራ ይኽእላ፧