ሓዳርን ስድራ ቤትን

ኣተዓባብያ መንእሰያት

ትግርኛ
ኣተዓባብያ መንእሰያት
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1011205/univ/art/1011205_univ_sqr_xl.jpg

ኣተዓባብያ መንእሰያት

ልዝብ

ምስ ዝባጽሐ ውሉድካ ብኸመይ ከም እትዘራረብ

ምስ ዝባጽሐ ውሉድካ ኽትዘራረብ ከለኻ፡ ትበሳጮዶ፧ ከምኡ ዓይነት ጸገም ዜጋጥም በየናይ ረቛሒታት እዩ፧

ምስ ውሉድካ ብዘይ ቈይቊ ተዘራረብ

ውሉድካ ገና ንመንነቱ ይሃንጽ ስለ ዘሎ፡ ርእይቶኡ ዚገልጸሉ ሃዋህው የድልዮ እዩ። ብኸመይ ክትሕግዞ ትኽእል፧

ንጓልካ ውጥረት ኬጋጥማ ኸሎ

ሓያሎ ጐራዙ በቲ ኣብ እዋን ጕርዝውና ዜጋጥመን ለውጥታት ይጭነቓ እየን። ወለደን ነቲ ውጥረት ንኺዋጽኣሉ ብኸመይ ኪሕግዘወን ይኽእሉ፧

ውላድካ ርእሰ ቕትለት ምስ ዚሓስብ

ወለዲ፡ ደቆም ርእሰ ቕትለት ናይ ምፍጻም ሓሳብ ምስ ዚህልዎም እንታይ ኪገብሩ ይኽእሉ፧

ተግሳጽን ስልጠናን

ኣብ ውሉድካ ዝነበረካ እምነት ምስ ዚጠፍእ

ውሉድካ ዓለወኛ ኸም ከም ዝዀነ ጌርካ ኣይትሕሰብ። ዝጠፍአ እምነት ክምለስ ይኽእል እዩ።

ከም ወላዲ መጠን ንውሉድካ ብኸመይ መምርሒ ትህቦ፧

ቈልዑ ነቲ ምስ ወለዶም ዝነበሮም ርክብ ኣላሕሊሖም ምስ መዛኑኦም ጥቡቕ ርክብ ዚምስርቱ ስለምንታይ እዮም፧

ንውሉድካ ብኸመይ ከም እትግስጾ

ምግሳጽ ኪብሃል ከሎ፡ ምምሃር ማለት እዩ። ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ነቲ መንእሰይ ዝዀነ ውሉድካ፡ ንኺዓሉ ዘይኰነስ ንኺእዘዝ ብኸመይ ኽትምህሮ ከም እትኽእል ንኽትፈልጥ ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።

ውሉድካ ነጥቡ ኸመሓይሽ ብኸመይ ከም እትሕግዞ

ወለዲ ነቲ ውሉዶም ሕማቕ ነጥቢ ዜምጽኣሉ ናይ ሓቂ ጸገም ኣለልዮም፡ ኪምሃር ኬተባብዕዎ ይኽእሉ እዮም።

ንውሉድካ ስርዓታት እተውጽኣሉ መገዲ

እቲ ዘውጻእካዮ ስርዓታት ወትሩ ንውሉድካ ዓጽዓጽ ዜብሎ እንተ ዀይኑ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧

ንመንእሰያት ብዛዕባ ግቡእ ኣጠቓቕማ ኢንተርነት ብኸመይ ከም እትምህሮም

ንውሉድካ፡ ሕግታት ንኺስዕብ ዘይኰነስ፡ ብገዛእ ርእሱ ጥበባዊ ውሳነ ንኺገብር ክትሕግዞ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ንውሉደይ ማሕበራዊ መራኸቢ ኽፈቕደሉዶ፧

ጥበባዊ ውሳነ ንምግባር፡ ኣርባዕተ ሕቶታት ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።

ጓልካ ገዛእ ርእሳ ኽትጐድእ ከላ

ገሊአን ጐራዙ ደይመደይ ኢለን ገዛእ ርእሰን ይጐድኣ። ጠንቁ እንታይ እዩ፧ ንጓልካኸ ብኸመይ ክትሕግዛ ትኽእል፧

ንውሉድካ ብዛዕባ እቲ ብሞባይል ዚለኣኽ ብዕሉግ ነገራት ብኸመይ ከም እተዘራርቦ

እዚ ተግባር እዚ ንውሉድካ ኽሳዕ ዜጋጥሞ ኣይትጸበ። ብዛዕባ እቲ ዘለዎ ሓደጋ ምስ ውሉድካ ተዘራረበሉ።