ትግርኛ
ሕጉስ ሓዳር፦ ኣኽብሮት ኣርኢ
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/500300128/univ/art/500300128_univ_sqr_xl.jpg
ijwhf ዓንቀጽ 38

ንስድራ ቤት | ሓዳር

ሕጉስ ሓዳር፦ ኣኽብሮት ኣርኢ

ሕጉስ ሓዳር፦ ኣኽብሮት ኣርኢ

ኣኽብሮትን ፍቕርን ዝዓሰላ ቤት ክትህልወካ ትደሊዶ፧ ኣኽብሮት ዘለዎ ሓዳር ምእንቲ ኪህልወካ፡ ኣብዛ ቪድዮ ዘሎ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ሓጋዚ ግብራዊ ሓሳባት ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።