መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ጠላዕ ሓጢኣት ድዩ፧

ትግርኛ
ጠላዕ ሓጢኣት ድዩ፧
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502016127/univ/art/502016127_univ_sqr_xl.jpg
ijwbq ዓንቀጽ 102

ጠላዕ ሓጢኣት ድዩ፧

ጠላዕ ሓጢኣት ድዩ፧

መልሲ መጽሓፍ ቅዱስ

 መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጠላዕ ወይ ቁማር ብዝርዝር ዘይገልጽ እኳ እንተ ዀነ፡ ኣምላኽ ንጠላዕ ሓጢኣት ገይሩ ኸም ዚርእዮ ኻብ መሰረታዊ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ከነስተውዕል ንኽእል ኢና።—ኤፌሶን 5:17 a

a ኣብቲ እቶም ሮማውያን ወተሃደራት ብስስዐ ተላዒሎም ንኽዳን የሱስ ዕጫ ዘውደቑሉ ወይ እተጣልዑሉ እዋን ጥራይ እዩ ጠላዕ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሱ ዚርከብ።—ማቴዎስ 27:35፣ ዮሃንስ 19:23, 24