ድራማዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

“ኣብ ጐድኒ የሆዋ ዝዀነ መን ኣሎ፧”

ትግርኛ
“ኣብ ጐድኒ የሆዋ ዝዀነ መን ኣሎ፧”
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/ojs/univ/pt/ojs_univ_lg.jpg

“ኣብ ጐድኒ የሆዋ ዝዀነ መን ኣሎ፧”

ንኣምላኽ እሙን ክትከውን ምድላይ ወይ ከኣ ንዕኡ እሙን ከም ዝዀንካ ምዝራብ፡ ንየሆዋ ብሓቂ እሙን ኴንካ ኻብ ምምልላስ እተፈልየ እዩ። እዚ ድማ፡ ኣብቲ ኣብ ዘጸኣት ምዕራፍ 20243234ን ዘሎ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ ተገሊጹ ኣሎ።

ኣብ ዘጸኣት 20:​1-7፣ 24:​3-18፣ 32:​1-35፣ 34:​1-14 እተመስረተ።