ዓርኪ የሆዋ ኹን​—ንጥፈታት

ተቐባል ጋሻ ኹን

ትግርኛ
ተቐባል ጋሻ ኹን
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/501700115/univ/art/501700115_univ_sqr_xl.jpg

ዓርኪ የሆዋ ኹን

ተቐባል ጋሻ ኹን

ተቐባል ጋሻ ኹን

በዚ ንጥፈት እዚ ጌርኩም ብደረጃ ስድራ ቤት ተቐበልቲ ጋሻ ምዃን ተለማመዱ።

ኣቱም ወለዲ፡ ሮሜ 12:13 ምስ ደቅኹም ኣንቢብኩም ተመያየጡላ።

ነዚ ንጥፈት እዚ ኣራጊፍካ ሕተሞ።

ነታ ቪድዮ ምስ ረኣኹምዋ፡ ብደረጃ ስድራ ቤት ብኸመይ ተቐበልቲ ጋሻ ኽትኰኑ ኸም እትኽእሉ ተመያየጡ። ደቅኹም ነታ ናይ ብሽኰቲ ስእሊ ቘሪጾም ብምውጻእ፡ ኣብ ማእከላ እውን ስእሊ ብምስኣል ወይ መልእኽቲ ብምጽሓፍ፡ ንፈታዊኦም ህያብ ኪህቡ ሓግዝዎም።