ምኽሪ የሱስ ሎሚ ይዓዪ ድዩ፧
“ከምቲ ሰባት ኪገብሩልኩም እትደልይዎ ዘበለ ዅሉ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ግበሩሎም።”—ማቴዎስ 7:12።
ተወሳኺ ምኽርታት የሱስ
-
ነታ መዓልቲ ጥራይ ዜድሊ ብምሕሳብ፡ ንጭንቀትና ኽንንክዮ ንኽእል ኢና።—ማቴዎስ 6:34።
-
ንዝበደሉና በደሎም ክንሓድገሎም ኣሎና።—ማቴዎስ 6:14, 15።
ዝያዳ ንምፍላጥ፡ ናብ jw.org እቶ።

“ከምቲ ሰባት ኪገብሩልኩም እትደልይዎ ዘበለ ዅሉ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ግበሩሎም።”—ማቴዎስ 7:12።
ነታ መዓልቲ ጥራይ ዜድሊ ብምሕሳብ፡ ንጭንቀትና ኽንንክዮ ንኽእል ኢና።—ማቴዎስ 6:34።
ንዝበደሉና በደሎም ክንሓድገሎም ኣሎና።—ማቴዎስ 6:14, 15።
ዝያዳ ንምፍላጥ፡ ናብ jw.org እቶ።