“ነፍሲ ወከፍኩም ንሰበይቱ ኸም ርእሱ ገይሩ የፍቅራ፣ እታ ሰበይቲ እውን ንሰብኣያ ብዙሕ ተኽብሮ።”—ኤፌሶን 5:33።
ተወሳኺ ሓሳባት መጽሓፍ ቅዱስ
-
ሰብኣይን ሰበይትን ንሓድሕዶም እሙናት ኪዀኑ ይግባእ።—ማቴዎስ 19:4-6።
-
ንወለዶም ዜኽብሩን ዚእዘዙን ውሉዳት ጽቡቕ ይረኽቡ።—ኤፌሶን 6:1-3።
ዝያዳ ንምፍላጥ፡ ናብ jw.org እቶ።