ምዉታት ኪትንስኡ ድዮም፧
“ኣብ መቓብር ዘለዉ ዅላቶም ድምጹ ዚሰምዑላ ሰዓት ትመጽእ ኣላ እሞ፡ በዚ ኣይትገረሙ። ሽዑ፡ እቶም ሰናይ ዝገበሩ ናብ ትንሳኤ ህይወት፡ . . . ኪወጹ እዮም።”—ዮሃንስ 5:28, 29።
ተወሳኺ ተስፋታት መጽሓፍ ቅዱስ
-
ሞይቶም ንዘለዉ ሰብና ኣምላኽ ኬተንስኦም እዩ።—ግብሪ ሃዋርያት 24:15።
-
ኬተንስኦም ሃረር ይብል እዩ።—እዮብ 14:13-15።
ዝያዳ ንምፍላጥ፡ ናብ jw.org እቶ።

