ንዘለኣለም ብሓጐስ ክትነብር ትኽእልዶ፧
“ጻድቃን ንምድሪ ኺርስተይዋ፡ ኣብኣ እውን ንዘለኣለም ኪነብሩ እዮም።”—መዝሙር 37:29።
ተወሳኺ ተስፋታት መጽሓፍ ቅዱስ
-
ኵሉ ሰብ ፍጹም ጥዕና ኺህልዎ እዩ።—ኢሳይያስ 33:24፣ 35:5, 6።
-
ምድሪ ኽትሕደስ እያ።—ኢሳይያስ 35:1, 2፣ ራእይ 11:18።
ዝያዳ ንምፍላጥ፡ ናብ jw.org እቶ።

“ጻድቃን ንምድሪ ኺርስተይዋ፡ ኣብኣ እውን ንዘለኣለም ኪነብሩ እዮም።”—መዝሙር 37:29።
ኵሉ ሰብ ፍጹም ጥዕና ኺህልዎ እዩ።—ኢሳይያስ 33:24፣ 35:5, 6።
ምድሪ ኽትሕደስ እያ።—ኢሳይያስ 35:1, 2፣ ራእይ 11:18።
ዝያዳ ንምፍላጥ፡ ናብ jw.org እቶ።